Godkänn kakor
Vi använder oss av kakor (cookies) för att vår webbplats ska fungera bra för dig. De används även för webbanalys i syfte att hjälpa oss att förbättra våra tjänster.
Så använder vi cookies
12 jan 2025 0 kommentarer
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልኹም ይኹን ዝኸበርኩም ምእመናትን ምእመናንን። እምበኣር እቲ ዓመት መጸ ብሃንቀውታ እንጽበዮ ዓመታዊ በዓልና፡ በዓል ቅድስት ኪዳነ ምህረት ንዕለት 21-22 ለካቲት ክውዕል እዩ። ስለዚ ኩልኹም ምእመናንን ምእመናትን በዚ ዕለት እዚ ምሳና ተረኺብኩም ተኻፈልቲ በረኸት ክትኮኑ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ኪዳነ ምህረት ቦልናስ ብኽብሪ ትዕድም። ከምቲ ዘማራይ
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልኹም ይኹን ዝኸበርኩም ምእመናትን ምእመናንን። እምበኣር እቲ ዓመት መጸ ብሃንቀውታ እንጽበዮ ዓመታዊ በዓልና፡ በዓል ቅድስት ኪዳነ ምህረት ንዕለት 20-21ለካቲት ክውዕል እዩ። ስለዚ ኩልኹም ምእመናንን ምእመናትን በዚ ዕለት እዚ ምሳና ተረኺብኩም ተኻፈልቲ በረኸት ክትኮኑ ቤተ ክርስትያን ቅድስት ኪዳነ ምህረት ቦልናስ ብኽብሪ ትዕድም።
ከምቲ ዘማራይ ዳዊት ዝበሎ ናብ ቤት እግዚኣብሄር ንኹድ ምስ በሉኒ ተሓጎስኩ ዝበሎ። ንኻልኦት ዘይፈለጡ ብምክፋል መንፈሳዊ ሓጎስ ከነበስሮም ሓደራ ንብል።
እቶም ብ ባቡር ኮነ ብ ኣውቶቡስ እትመጹ ናብቲ ቦታ ትወስድ ኣውቶቡስ ቁጽሪ 100 Edsbyn ኢኺም ተሳፊርኩም ክትመጹ።
ዝኾነ ተወሳኺ ሓበሬታ ምስ ዘድልየኩም
ኣቶ በሪሁ ተስፈኣለም0737838867 ብምድዋል ሓበሬታ ክትሓቱ ትኽእሉ።
ኣምላኽ በዓልና ናይ ሓጎስን ፍቕርን ክገብረልና ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን።
ብደሓን ምጹ!
Vi använder oss av kakor (cookies) för att vår webbplats ska fungera bra för dig. De används även för webbanalys i syfte att hjälpa oss att förbättra våra tjänster.
Så använder vi cookies