Dela nyhet
ሰሙነ ሕማማት ሰሉስ holly week Tuesday
30 apr 2024 0 kommentarer
እዚ ፈነወ እዚ ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ሃገረ ስብከት ስካንዲናቭያን፡ ብምኽያት ሰሙነ ሕማማት ዝፍኖ ዘሎ እዩ። ስለዚ ኩሎም እቶም ናብ ቤተ ክርስትያን ክመጹ ዘይከኣሉ ምእመናን ኣኣብ ዘለዉዎ ኮይኖም ምሳና ሓቢሮም ንኽጽልዩ ቤተ ክርስትያን ዕድመኣ ተቕርብ።
https://www.youtube.com/live/eS4n32Qx168?si=MJzz_o2arCcy690g