Dela nyhet
ክብረ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ሳንድቪከን
14 maj, 20:36 0 kommentarer
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን!
ሰላም ኣምላኽ ምስ ኩልኹም ህዝበ ክርስትያን ይኹን!
ብምቕጻል እቲ ዓመት መጸ ብሃንቀውታ እንጽበዮ ክብረ በዓል ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ሳንድቪከን ንዕለት 27ን 28ን ሰነ ብፈረንጂ፡ ብኽብሪ ከነብዕሎ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ተዳሊና ኣሎና። እምበኣር ኩልኹም ህዝቢ ኣምላኽ ኣብዚ ክቡር በዓል ሓቢርኩምና ክትውዕሉ ቤተ ክርስትያን ብኽብሪ ትዕድም።
እነብዕለሉ ኣድራሻ፦ Hantverkarbacke 2,
81161 Sandviken Sweden
ብሰላም ምጹ!